Agenda

Schenk mir eine Geschichte - Tigrinya ዛንታ ሃቡኒ።

  • 30.04.2026 09:00 - 10:30

Gemeindebibliothek Biberist

ዛንታ ሃቡኒ። 

ትግሪኛ

ዓለም ጽውጽዋይን ዛንታታትን ምስ ውላድካ ብሓባር ብቋንቋ ኣዴኻ ክትረኽቦ ትደሊ ዲኻ?
ከምኡ ንገብር፤

  • ብቋንቋ ኣዴና ስእላዊ መጻሕፍቲ ንርአ
  • ዛንታታት ስምዑ
  • ጥቕስታት ተማሃር
  • ደርፍታት ንምዝማር
  • ቀለምን ኢደ ጥበብን
  • ምልውዋጥ ኣብ ብዙሕ ቋንቋታት
  • ካልእ ብዙሕን እዩ።

መን: ቅድመ ትምህርቲ ህጻናት (1 – 5 ዓመት)

ኣኒሜተር፡ ጸገሃና ኣብርሃም – 078 792 58 65

Die Teilnahme ist kostenlos, bitte bringt ein Znüni mit. 

Gemeindebibliothek Biberist, Bernstrasse 5 (unter dem Feuerwehrgebäude, Zugang auf der Rückseite)